admin-ajax (1)
KALLAMINO SPECIAL HIGH SCHOOL

Kallamino Special High School (KSHS), founded in December 1997 as a full-scholarship boarding secondary school, is one of TDA’s flagship projects which provides learning opportunity for talents selected on the basis of merit from all primary schools in Tigray.

DSC_0032
Why S&T Education Matters

Students learn best through practical experiences, such as conducting experiments, building models, and participating in field trips.

photo_2023-11-03_11-52-05
Why Robotics Education Matters

Students gain hands-on experience in programming, electronics, and mechanical engineering, fostering critical thinking, problem-solving, and collaboration skills.

previous arrow
next arrow

SCHOOL ACHIEVEMENTS

0

STUDENTS ENROLLED

0

CLASSES COMPLETE

0

CERTIFIED TEACHERS



The Future
Begins
here!

Play Video

NEWS

15
Feb
ሽም ዝርዝር መእተዊ ፈተና ዝሓለፉ ተምሃሮ (06/06/2016 ዓ/ም)
ዕለት 25 ጥሪ 2016 ዓ/ም ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ቃላሚኖ መእተዊ ፈተና ካብ ዝተሳተፉ 855 ተምሃሮ ዝልዓለ ውፅኢት ብምምዝጋብ ናይ ዝሓለፉ 61 ተምሃሮ ሽም ዝርዝር ቀፂሉ ቀሪቡ ኣሎ። ስለ ዝኾነ ብቤት ትምህርትና ዝተዳለወ መእተዊ ፈተና ዝሓለፍኩም 61 ተምሃሮ እንኳዕ ደስ በለኩም እናበልና ካብ 9 – 10 ለካቲት 2016 ዓ/ም ናይ 7ይን [...]
Posted in: news,
09
Feb
ንተፈተንቲ መእተዊ ፈተና ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ (30/05/2016 ዓ/ም)

ብዕለት 25 ጥሪ 2016 ዓ/ም ናይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ቃላሚኖ መእተዊ ፈተና ዝወሰድኩም ተምሃሮ: ኣቐዲምና ብዘፍለጥናዮ ፕሮግራም መሰረት ውፅኢትኩም ካብ ሎሚ ጀሚሩ ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ። ብዙይ መሰረት ተፈተንቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ቤት ትምህርትና https://kshs.academy/result/#/ #ብቕድሚት_ዘሎ_ዜሮ_ወይ_ዘለዉ_ዜሮታት ብምግዳፍ ናይ 8ይ ክፍሊ መመዝገቢ ኮድኩም (Registration Number) ብምእታው ውፅኢትኩም ምርኣይ ከም እትኽእሉ እናሓበርና ናይ ጥርዓን መቐበሊ መዓልቲ […]

Posted in: news,
27
Jan
ፃውዒት ምዝገባ ንሓደሽቲ ተምሃሮ

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ካብ 1990 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ 8ይ ክፍሊ ብሄራዊ ፈተና ፀብለልታ ካብ ዘርኣዩ ተምሃሮ ብውድድር መልሚሉ ምሉእ ናይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቶም ወፃኢ ብምሽፋን እናምሃረ ከም ዝርከብ ይፍለጥ። ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ብምኽንያት ኣፅንቶታዊ ኵናት ትግራይ ከቢድ ጉድኣት ዝበፅሖ £ እንተኾነ ብሓያል ርብርብ ናብ ስራሕ ተመሊሱ ትምህርቶም ኣëሪፆም […]

Posted in: news,