ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ መዛዘሚ ዘመነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ናይ 8ይ ክፍሊ ክልላዊ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ተምሃሮ ብምውድዳር ንዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም 180 ሓደሽቲ ተምሃሮ ንምቕባል ዕለት 10 መስከረም 2017 ዓ/ም መእተዊ ፈተና ከም ዝህብ ኣፍሊጡ ምንባሩ ይፍለጥ።ይኹን እምበር ብዝተፈላለዩ ወድዓዊ ምኽንያታት ናይ መመዝገቢ እዋን ክሳብ ዕለት 23 መስከረም 2018 ዓ/ም ዝተናወሐ እንትኸውን መእተዊ ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት ድማ ናብ ዕለት 24 መስከረም 2018 ዓ/ም ዝተቐየረ ምዃኑ ብኣኽብሮት ነፍልጥ።መእተዊ ፈተና ንምውሳድ ነዚ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ጉግል መመዝገቢ ቅጥዒ (Google Form) ይጠቐሙ:https://forms.gle/yyiUsqk82CMWpF1W8ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ