መበል 26 ዙር ሓደሽቲ ብሉፃት ተምሃሮ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምቕባል ከም ወትሩ ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ማልት፣ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ፣ ዕዱማት ኣጋይሽን ወለዲ ተማሃሮን ዝተረኸብሉ መድረኽ ዕለት 03/06/2017 ዓ/ም ብድሙቕ ኩነታት ተሳሊጡ።
TheFuturBeginsHere!