news
Kallamino Special High School has today (Wednesday February 12, 2025) convened a special seminar on “Post-traumatic Growth for Academic Excellence” for its grade 12 students. The seminar was delivered by Dr. Zenawi Zerihun, a renowned social scientist from Mekelle University. The seminar aimed at providing students with tools and strategies for overcoming challenges and achieving […]
መበል 26 ዙር ሓደሽቲ ብሉፃት ተምሃሮ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምቕባል ከም ወትሩ ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ማልት፣ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ፣ ዕዱማት ኣጋይሽን ወለዲ ተማሃሮን ዝተረኸብሉ መድረኽ ዕለት 03/06/2017 ዓ/ም ብድሙቕ ኩነታት ተሳሊጡ። TheFuturBeginsHere!
ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም 120 ተምሃሮ ከም ዝተቐበልና ዝፍለጥ እንትኸውን: ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ካብ ዝፍተኑ ድማ ካልኦት ተወሰኽቲ 60 ተምሃሮ ከም እንቕበል ኣብቲ እዋን ኣፍሊጥና ምንባርና ዝዝከር እዩ። ብዙይ መሰረት ዕለት 10 ጥሪ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ መበል 26 ዙር መእተዊ ፈተና ካብ ዝተሳተፉ 446 ተምሃሮ ዝልዓለ […]
ውፅኢት መበል 26 ዙር መእተዊ ፈተና ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ካብ ሎሚ ንጎሆ (ዕለት 17 ጥሪ 2017 ዓ/ም) ጀሚሩ ዕላዊ ተገይሩ ስለ ዘሎ ተፈተንቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ቤት ትምህርትና https://kshs.academy/result/#/ ኣብ እዋን ፈተና ዝተውሃቦም በዓል 4 ዲጂት ፍሉይ መመዝገቢ ኮድ (KSHS Registration Code) ብምእታው ውፅኢቶም ምርኣይ ከም ዝኽእሉ እናሓበርና: ጥርዓን መቕረቢ እዋን ካብ […]
Kallamino Special High School is proud to announce its outstanding achievement at the inaugural National Students Award 2025. The school has been honored with a prestigious certificate of recognition, appreciation and a trophy in the best school category, awarded by Ethiopia’s National Students Award Organization. This recognition highlights the school’s exceptional accomplishment of achieving a […]
ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ማ.ል.ት) ናይ ነዊሕ እዋን ስትራቴጅያዊ ራእይ ኣቐሚጣ: ሕዳር 1990 ዓ/ም ቀዳማይ ዙር ተምሃሮ ብምቕባል ዘጣየሸቶ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ: ዛጊድ ልዕሊ 2,600 ተምሃሮ ኣብ 25 ዙር ዝተቐበለ ኮይኑ: ካብዚኦም ልዕሊ 1,700 ዝኾኑ ተምሃሮ ነበር ቓላሚኖ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተመሪቖም ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃእን ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ስራሕ ሓላፍነት […]
ብዕለት 25 ጥሪ 2016 ዓ/ም ናይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ቃላሚኖ መእተዊ ፈተና ዝወሰድኩም ተምሃሮ: ኣቐዲምና ብዘፍለጥናዮ ፕሮግራም መሰረት ውፅኢትኩም ካብ ሎሚ ጀሚሩ ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ። ብዙይ መሰረት ተፈተንቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ቤት ትምህርትና https://kshs.academy/result/#/ #ብቕድሚት_ዘሎ_ዜሮ_ወይ_ዘለዉ_ዜሮታት ብምግዳፍ ናይ 8ይ ክፍሊ መመዝገቢ ኮድኩም (Registration Number) ብምእታው ውፅኢትኩም ምርኣይ ከም እትኽእሉ እናሓበርና ናይ ጥርዓን መቐበሊ መዓልቲ […]
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ካብ 1990 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ 8ይ ክፍሊ ብሄራዊ ፈተና ፀብለልታ ካብ ዘርኣዩ ተምሃሮ ብውድድር መልሚሉ ምሉእ ናይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቶም ወፃኢ ብምሽፋን እናምሃረ ከም ዝርከብ ይፍለጥ። ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ብምኽንያት ኣፅንቶታዊ ኵናት ትግራይ ከቢድ ጉድኣት ዝበፅሖ £ እንተኾነ ብሓያል ርብርብ ናብ ስራሕ ተመሊሱ ትምህርቶም ኣëሪፆም […]
We are thrilled to share the news in generous display of support/donation of a colllection of 650 Extreme book series worth 208,000.00 Birr to KSHS. The donation includes a variety of subjects, such as Physics for grade 11 &12#150, English for grade 11 &12#100, Chemistry and Biology for grade 11&12 #200, Biology for grade 9&10#100 […]